ኣድሓነት Adu blina ሓገዝ የሕዋታ የድልየ፣ ሓገዝ ደገፍቲ ሰብኣውነት የድልያ 'ሎ
Description
Adhanet adu blina ወላ ምስ ፖለቲካዊ መርገጺኣ ንሰማማዕ ኣይንሰማማዕ ብዘየገድስ ፣ ከም ሰብ ግን ሰብ ኣውነት ከነርኢ ን ነብስና ኢዩ። ስለዚ ካብዚ ዘላቶ ክነታት ክትወጽእ ንሓግዛ።
ኣብዚ ኬድኩም ሓገዝ ግበሩላ የሕዋት https://www.gofundme.com/f/wuygf/donate?fbclid=IwAR2-F9fRAmMYIoV3zzYR7kZMuKAi1ULkmVDMOZhKQWcdvoO2YEq1pZ_Sz3w